FRONT PAGE

COLUMNS & STORIES

Short Story by Merhawi Meles

ሓጺር ሌብ-ወሇዴ፡ ብዘይ ስም ዯራሲ፡ መርሃዊ መሇስ ዕሇት፡ 18/07/2011 ኣውቶቡሳት ተመራሪሐን ንጽሙው ሇይቲ ኣዱስ-ኣበባ እናጨዯዲ መገዯን ናብ ዯብረዘይት ኣቅኒዏን ይጉዒዛ ኣሇዋ። እዚ ኩለ ናህሪ ናብ ዒሰብ ገጸን እየን። ሰዒት 4፡00 ወጋሕታ ካብ መአከቢ ኤርትራውያን ኣብ ሰርቤት ዝርከብ መዒስከር ዝተበገሳ ሸውዒተ ዒበይቲ ኣውቶቡሳትን ካብ ካሌእ ከባቢ ኣዱስ-ኣበባ ንዝተበገሱ ብርክት ዝበለ ተሰጎግቲ ጽዑነን ኣብ ዯብረ-ዘይት (ቢሽፍቱ) ተኣኻኺበን […]

REVIEWS

Ghirmay Andom – Hywet | ሂወትLYE.tv – Ghirmay Andom – Hywet | ሂወት – New Eritrean Music 2016
8
00:05

Ghirmay Andom – Hywet | ሂወት

ነዛ ናይ ግርማይ ዓንዶም ደርፊ ‘ትንሳኤ ሙዚቃ ኤርትራ’ እንተበልክዋ ይውሕዳ ዶ? “ህይወት ህይወት ከም ጸወታ ዳማ፡ ኣብ ኩፉት ጣውላ ምሳይ ትጣላዕ፡ ኣብቲ ዝመልኮ ናይ ምንባር ሜላ’ስ ክስዕራ የ ኒ ናብራ። ውሽጠይ ግን ዪጎድለኒ’ሎ፡ ምልኣት ስኢኑ፡ ልበይ ዓቢሩ፡ ሓይለይ ተፈራሪቑ ፍቕሪ ኣሰኒፍዎ፡፡ ንፍቕሪ ግን ከመይ’ለ ክስዕሮ፡ ልበይ ከሎ ጅሆኺ፡ ምኻድኪ ኣይኮነን ከም ኣማጸኣኺ፡ ኣድህቢ፡ ልበይ’ዩ ዘሎ […]
Debesay Mehari – Nay Kedem Arkey | ናይ ቀደም ዓርከይ – New Eritrean Music 2016LYE.tv – Debesay Mehari – Nay Kedem Arkey | ናይ ቀደም ዓርከይ – New Eritrean Music 2016
11
00:07

Debesay Mehari – Nay Kedem Arkey | ናይ ቀደም ዓርከይ

“ኦሆ ናይ ቀደም ዓርከይ ኡሁይ ኣንታ ሕያዋይ ዘሕለፍክዎ ምሳኻ ኣብ ግዜ ንእስነተይ ነዊሕ ግዜ ኮይኑ ከይተረአአና ይመጽእ ዶ ይኸውን እዋን ነዕልለሉ ኮፍ ኢልና” ክመጽእ እዩ፣ ምህላው ጥራይ! ነዚኣ ሰሚዑ ዘይትንከፍ ኣሎ ኢለ ኣይኣምንን እየ። Enjoy it and Share it! yours Wehazit (zuzu) (Visited 81 times, 2 visits today)
Muna Mohammed – Neaka Hize | ነዓኻ ሒዘ – New Eritrean Music 2016LYE.tv – Muna Mohammed – Neaka Hize | ነዓኻ ሒዘ – New Eritrean Music 2016
571
05:05

Muna Mohammed – Neaka Hize | ነዓኻ ሒዘ

ዘይትምሖ ዕንባባ ኣብዛ ልበይ ተኺልካ ዘይትቕምስል ዕንባባ ኣብዛ ልበይ ተኺልካ ሂወት ዘሪእካለይ ዘይነበረ  መመሊሱ ዝፍቀር እናሓደረ ……… እንታይ ዝበልዎ ብሩኽ ምዕልቲ እዩ ኣታ እዚ! ፍሉይ ህርመት: ምጭውቲ ደራፊት: እጹብ ድንቂ ስራሕ ዳይረክተር: ምዓር ግጥሚ: ከምዚ ጎፍ ክብለካ ኸሎ ሕጉስ ኢኻ ትብል። እዚኣ ድኣ ንመን ድየ ክጋብዞ… እዋእ ጠፊእኩም ዶ! Wehazit Abraham (zuzu) (Visited 95 times, […]
Shiden Solomon – Aygremkum | ኣይግረምኩም – New Eritrean Music 2016LYE.tv – Shiden Solomon – Aygremkum | ኣይግረምኩም – New Eritrean Music 2016
759
07:07

Shiden Solomon – Aygremkum | ኣይግረምኩም

“ሕሱም እዩ ናብራይ ግዳ ይጻወሮ እየ ኪንዮ ሳሃራን ባሕርን ኣሎ ድዩ መሪር ፈተነ ኣነ ዝገርመኒ ግን ካብቲ ዘሕዝነኒ መን ይፈልጠለይ መን ይኣምነኒ” ተንካፊትን መሃሪትን ደርፊ እያ፣ ሰባት ጠባዮም ብዘይ ዝኾነ ምኽንያት ኣይቅይሩን እዮም። ነዛ ደርፊ ምስ ሰዕማኩ ዝተሰምዓኒ ስምዒት ክገልጾ ኣይክእልን እየ። ዝኾነ ስራሕ እቲ ክሃርሞ ዝግብኦ ሸቶ ክሃርም ኣለዎ። እዛ ስራሕ ክኣ ከም ተራ […]

TOP TEN

Nehmia Zeray – Kes Bel | ቀስ በል – New Eritrean Music 2016LYE.tv – Nehmia Zeray – Kes Bel | ቀስ በል – New Eritrean Music 2016
1
05:05

Nehmia Zeray – Kes Bel | ቀስ በል

ደርፊ ክሊፕ ‘ቀስ በል’ ብነህምያ ዘርኣይ: መሳጢ ላሕታት ድምጻ: ናይ ጨጉራ ኣመሻሽጣ: እቲ ሲምፕል ዝኾነ ኣከዳድንኣ ካብቲ ኣዝዩ ሰሓቢ እዩ። እቲ ገጣማይ ዝጠመቶ ኩርናዕን: ብ ፈኮስቲ ቃላት ዓቢ መልእኽቲ ከሕልፍ ምኽኣሉ ውን ዝንኣድ ስራሕ እዩ። ደቀንስትዮ ኣብ ፍቕራዊ ሂወት ዘሕልፍኦ መሰናኽል፡ ብንጹሃተን ዝጥቀኦ ጠቐነ፡ ቅንኢ ዝፈጥሮ ናይ መንፈስ ረበሻ : በዘን ነግሕታት ገራ ዘርኣየትና ልዝብቲ […]
LYE.tv – Amanuel Goitom – Teamanit | ተኣማኒት – New Eritrean Music 2016LYE.tv – Amanuel Goitom – Teamanit | ተኣማኒት – New Eritrean Music 2016
1
06:06

Amanuel Goitom – Teamanit | ተኣማኒት

ብመጀመርያ ን ድምጻዊ ኣማንኤል ርሑስ ጋማ ፈረይትን: ጸገይትን ይግርኩም እናበልኩ ኣብ ክሊፕ ‘ተኣማኒት’ ዝተሰመዓኒ ቅረታይ ክገልጽ። እዛ ክሊፕ ክትጅምር እንከላ ብ ‘እሰይ ስለቴ ሰመረ’ እትብል ናይ ዘማሪት መስከረም ወልደ እያ ትጅምር: እዚ ጥራይ ዘይኮነ ናይ ህዝቢ ዜማን ግጥምን ውን ኣለዋ፣ ከመይ ድኣ ያታዊ ይግጥምን ዜማን ብ መሓሪ ዑቕባምካኤል (ጠዊል) ኢሉ ይጸሓፍ? ግጥምን ዜማን ብ መሓሪ […]
(Visited 3005 times, 107 visits today)