FRONT PAGE

REVIEWS

LYE.tv – Henok Huruy – Snit | ስኒት – New Eritrean Music 2016Henok Huruy – Snit | ስኒት
2.92K
06:13

Henok Huruy – Snit | ስኒት

“ተናፋቒ ሓወይ ንዓየ ስደደለይ ጥዑም ደሃየ ሩሐይ ኢኻ ምቕለይ ንዓየ ድመቐለይ ከምዛ ጸሓየ መን እዩ ዘይምነያ  ንፍቐሪ ናይ ኣሕዋት በሓደ ክንስጉም ኣብ ዝኾነ ህሞት ፍልጠት ዩ ዝመስሎ ንዘይፈልጦ ጽልኢ ግዜ ዘይቅስቦ ዘይንበብ ራኢ ይትረፈኒ እኽሊ ዓሚጸ ዝበልዖ ድቃስ ይሕሸኒ ጊሓት ዘይስኦ ክብረይ ኢኺ ሓብተይ ንዓየ ስደድለይ ጥዑም ደሃየ ብረቕለይ ብርሃን ዛ ልበይ ተቐመጢ ወትሩ ኣብዛ […]
Ghirmay Andom – Hywet | ሂወትLYE.tv – Ghirmay Andom – Hywet | ሂወት – New Eritrean Music 2016
31

Ghirmay Andom – Hywet | ሂወት

ነዛ ናይ ግርማይ ዓንዶም ደርፊ ‘ትንሳኤ ሙዚቃ ኤርትራ’ እንተበልክዋ ይውሕዳ ዶ? “ህይወት ህይወት ከም ጸወታ ዳማ፡ ኣብ ኩፉት ጣውላ ምሳይ ትጣላዕ፡ ኣብቲ ዝመልኮ ናይ ምንባር ሜላ’ስ ክስዕራ የ ኒ ናብራ። ውሽጠይ ግን ዪጎድለኒ’ሎ፡ ምልኣት ስኢኑ፡ ልበይ ዓቢሩ፡ ሓይለይ ተፈራሪቑ ፍቕሪ ኣሰኒፍዎ፡፡ ንፍቕሪ ግን ከመይ’ለ ክስዕሮ፡ ልበይ ከሎ ጅሆኺ፡ ምኻድኪ ኣይኮነን ከም ኣማጸኣኺ፡ ኣድህቢ፡ ልበይ’ዩ ዘሎ […]
Debesay Mehari – Nay Kedem Arkey | ናይ ቀደም ዓርከይ – New Eritrean Music 2016LYE.tv – Debesay Mehari – Nay Kedem Arkey | ናይ ቀደም ዓርከይ – New Eritrean Music 2016
15
00:07

Debesay Mehari – Nay Kedem Arkey | ናይ ቀደም ዓርከይ

“ኦሆ ናይ ቀደም ዓርከይ ኡሁይ ኣንታ ሕያዋይ ዘሕለፍክዎ ምሳኻ ኣብ ግዜ ንእስነተይ ነዊሕ ግዜ ኮይኑ ከይተረአአና ይመጽእ ዶ ይኸውን እዋን ነዕልለሉ ኮፍ ኢልና” ክመጽእ እዩ፣ ምህላው ጥራይ! ነዚኣ ሰሚዑ ዘይትንከፍ ኣሎ ኢለ ኣይኣምንን እየ። Enjoy it and Share it! yours Wehazit (zuzu) (Visited 454 times, 1 visits today)

COLUMNS & STORIES

Short Story by Merhawi Meles

ሓጺር ሌብ-ወሇዴ፡ ብዘይ ስም ዯራሲ፡ መርሃዊ መሇስ ዕሇት፡ 18/07/2011 ኣውቶቡሳት ተመራሪሐን ንጽሙው ሇይቲ ኣዱስ-ኣበባ እናጨዯዲ መገዯን ናብ ዯብረዘይት ኣቅኒዏን ይጉዒዛ ኣሇዋ። እዚ ኩለ ናህሪ ናብ ዒሰብ ገጸን እየን። ሰዒት 4፡00 ወጋሕታ ካብ መአከቢ ኤርትራውያን ኣብ ሰርቤት ዝርከብ መዒስከር ዝተበገሳ ሸውዒተ ዒበይቲ ኣውቶቡሳትን ካብ ካሌእ ከባቢ ኣዱስ-ኣበባ ንዝተበገሱ ብርክት ዝበለ ተሰጎግቲ ጽዑነን ኣብ ዯብረ-ዘይት (ቢሽፍቱ) ተኣኻኺበን […]
(Visited 85552 times, 25 visits today)