Bsrat Aregay – Chugini | ጭጉኒ

In this video

‘ጭጉኒ’
ብብስራት ኣረጋይ

“ኣብ ደረትካ ዝቕመጣ
ምስክዳንካ ዝፋጠጣ
ቅርኒብ ዓይነን ተወቀጣ
ኣየኖት ኮን ይኾና?”

ኣብ ግርጻንካ ዝጠበቓ
ክትስሕቀን ዝናፈቓ
ሃመይ ቀልበይ ዝሰረቓ
ኣየኖት ኮን ይኾና?”

ኣየኖት ከምዝኾናስ እንድዒ! ግን ኩሉ ሙላ ፈትየያ:
‘ጭጉኒ ‘ ማለት ግን እንታይ ኮን ይኸውን?

Wehazit Abraham

(Visited 458 times, 1 visits today)

About The Author

You might be interested in

LEAVE YOUR COMMENT

Your email address will not be published.