Amanuel Weldegaber (Momona) – ምነት / Mnet

ድምጺ: ኣማንኤል ወልደጋብር (ሞሞና)
ዜማን ግጥምን: ኣማንኤል ወልደጋብር

“ክትፍተል ብወኒ
ኣቤት ከምሕረላ
ሽፎን ተኸዲና
ሒዛ ጫፍ ነጸላ
ወርሒ ተወሊዳ
ኣደ ሰሓቕ ዓላ
ሓሸው እናበለት
ሰባት ከተሀንን
እዛ ስኒ ሕዮባ
ንፍቕራ ተመንን
ዘይድፈር ኮኾባ
ጠሚትካ ዘድንን”

ብምኽንያት ብዓል ቅዱስ የውሃንስ ነዛ ‘ምነት’ ትብል ደርፊ ናይ ኣማንኤል ወልደጋብር ጋቢዘኩም ኣለኹ። ናይ ኣማንኤል ደርፍታት ሰሚዕካ ዘይምኖን ህዱእን እዩ። ኣብዚ ዘሎ ኹዳ ኽኣ ‘ባ ግርም ይፍተወካ!

ሰናይ ኣውድኣመት
ወሓዚት

(Visited 413 times, 1 visits today)

About The Author

You might be interested in

LEAVE YOUR COMMENT

Your email address will not be published.