Muna Mohammed – Neaka Hize | ነዓኻ ሒዘ

In this video

ዘይትምሖ ዕንባባ
ኣብዛ ልበይ ተኺልካ
ዘይትቕምስል ዕንባባ
ኣብዛ ልበይ ተኺልካ
ሂወት ዘሪእካለይ ዘይነበረ 
መመሊሱ ዝፍቀር እናሓደረ
………

እንታይ ዝበልዎ ብሩኽ ምዕልቲ እዩ ኣታ እዚ! ፍሉይ ህርመት: ምጭውቲ ደራፊት: እጹብ ድንቂ ስራሕ ዳይረክተር: ምዓር ግጥሚ: ከምዚ ጎፍ ክብለካ ኸሎ ሕጉስ ኢኻ ትብል።

እዚኣ ድኣ ንመን ድየ ክጋብዞ… እዋእ ጠፊእኩም ዶ!

Wehazit Abraham (zuzu)

(Visited 813 times, 1 visits today)

About The Author

You might be interested in

LEAVE YOUR COMMENT

Your email address will not be published.