Rezene Alem – Keybluni | ከይብሉኒ – New Eritrean Music Video 2016

In this video

‘ከይብሉኒ’
ብረዘነ ኣለም

“ኣቤት እወ ሕጂ
ክርእየኪ ከለኹ ዝኾኖ
ኣቤት እወ ሕጂ
ክርእየኪ ከለኹ ዝሓሞ
ውሰዶ እንዳበልክኒ ዝኣበኽዎ
ኩለንትናኺ ዘኪረ
ሕምም ይብል ኣለኹ
ሕምም ይብል ኣለኹ
ዘይክእሎ ጣዕሳ ጸይረ! 

እንትርፎ ስሓቕ
ካልእ ዘይነበሮ ባህርኺ
ምስ ኣበሳ ቆጺሮም
ከዕልሉ ሰሚዐ ብኣኺ
ወሲነ ፍቕሪ ከለኒ
ንስኺ ትደልዮ
ከይብሉኑ ክብል
ከይብሉኑ ክብል
ምርኻብና ቀቲለዮ”
…..

ሰብ ድኣ ዝበሃል ዶ ይስእን ኮይኑ! ኣቦታትና “ከይብሉኒ መማሰኒ” ኢሎም መሲሎምልና እዮም እሞ ከይብሉኒ ኢልናስ ካብ ዝደለናዮ ኣይንትረፍ!
ሰናይ ሰንበት
ምስ ሰላምታ
ወሓዚት ኣብርሃም

(Visited 75 times, 1 visits today)

About The Author

You might be interested in

LEAVE YOUR COMMENT

Your email address will not be published.