Shiden Solomon – Aygremkum | ኣይግረምኩም

In this video

“ሕሱም እዩ ናብራይ
ግዳ ይጻወሮ እየ
ኪንዮ ሳሃራን ባሕርን
ኣሎ ድዩ መሪር ፈተነ
ኣነ ዝገርመኒ ግን
ካብቲ ዘሕዝነኒ
መን ይፈልጠለይ መን ይኣምነኒ”

ተንካፊትን መሃሪትን ደርፊ እያ፣ ሰባት ጠባዮም ብዘይ ዝኾነ ምኽንያት ኣይቅይሩን እዮም። ነዛ ደርፊ ምስ ሰዕማኩ ዝተሰምዓኒ ስምዒት ክገልጾ ኣይክእልን እየ። ዝኾነ ስራሕ እቲ ክሃርሞ ዝግብኦ ሸቶ ክሃርም ኣለዎ። እዛ ስራሕ ክኣ ከም ተራ ተዓዛቢት መጠን ጸጉሪ ኣካላተይ ኣኸይፋ፣ ንብዓት ዓይነይ ቁጽርጽር ኣቢላቶ እያ። ስነጥበባዊ ሽደን ኣነ በዛ ደርፍኻ ኣሚነካ ጥራይ ዘይኮንኩ ምሳኻ ውን ተቐንዝየ እየ እሞ: እንኳዕ ውጻእምዓት ኮይንካ ልሳን ብዙሓት ከምዚ ከማኻ ክትከውን ኣብቅዓካ።

Wehazit Abraham

(Visited 303 times, 1 visits today)

About The Author

You might be interested in

LEAVE YOUR COMMENT

Your email address will not be published.