Robel Haile – Fiqri Temalieley | ፍቕሪ ተማልእለይ

In this video

“ንዕዳጋ ዶ ክትወርድ ኢኻ?
እወ ክወርድ አየ
የዕቢየለይ ዝሓወይ ላኻ ተማልኣለይ”

ካብ እትብል ባህላዊ ደርፊ ኣዴታትናን: ኣቦታትናን ዝተበገሰት ደርፊ እያ፣ ገጣማይ ድዩ ዘያማይ ግን መበቆላውነት ካብ ምጥቃስ ዓዲ ውዒሉ። እዞም ነዚ ዜማ ዘውረሱና ኣቦታትናን: ኣዴታትናን ምስጋና ይግብኦም እዩ::

“When you have wit of your own, it’s a pleasure to credit other people for theirs.”
Criss Jami, Killosophy

ፍቕሪ ዝዓሰሎ ሰንበት ይግበረልና!
Wehazit Abraham

(Visited 341 times, 1 visits today)

About The Author

You might be interested in

LEAVE YOUR COMMENT

Your email address will not be published.