Tesfalidet Mesfin – ብረይ / Brey

In this video

“ለብዘበን ቀውዒ
ቀዳዊተይ እያ
ክብል ሓሊመ
መናበሪና ቆፎይ ክመልእ
ሕርስ ከሪመ
ዕላል መርዓና
ኣብ እዝኒ ኹሉ
ገና ከይበጽሐ
ኣናወጸኒ
ወረ ምኻዳ
እናተጋወሐ
መርዓን ደርዓን ድያ
ተጸይናቶ
ወይስ ሓዳር እያ
ዘይበሃገቶ
ድሮ ጥሪ ዶ
ሽቦ ረጥሪጥካ
ከተማ ይእቶ፧

እንታይ ድኣ ፈለማ
ትቕበሎ
ድሕሪ ትብጻሕኩም ዶ
ዘረባ ኣሎ፧”

ኣይውረድ እዩ: ሓሳባ ቀይራ ማለት እዩ:: እውይ እቲ ጉድካ እንታይ ኢኻ ትገብሮ!

Wehazit Abraham (Zuzu)

(Visited 443 times, 1 visits today)

About The Author

You might be interested in

LEAVE YOUR COMMENT

Your email address will not be published.